እዘን ኣዕዋፍ
‘ኣዕዋፍ’ ዝብል ስም ዘራኽበን፡
ከምቲ ሓደ ዓይነት ክንፊ ዘለወን
ብሓባር ዝበርራ
ሓደ ዓይነት ድምጺ ዝውንና
ሓደ ዓይነት መዝሙር ዝዝምራ፡
ዝልለያ፡ ዝፍለያ ብዘይ ጸገም
መምድበን እውን ግዲ ኣለወን
በላዕቲ ስርናይ ወይ በላዕቲ ስገም፡፡
እዘን ኣዕዋፍ
‘ኣዕዋፍ’ ዝብል ስም ዘራኽበን፡
ከምቲ ሓደ ዓይነት ክንፊ ዘለወን
ብሓባር ዝበርራ
ሓደ ዓይነት ድምጺ ዝውንና
ሓደ ዓይነት መዝሙር ዝዝምራ፡
ዝልለያ፡ ዝፍለያ ብዘይ ጸገም
መምድበን እውን ግዲ ኣለወን
በላዕቲ ስርናይ ወይ በላዕቲ ስገም፡፡
በጺሑካ'ምበኣር እቲ ጫውጫውታ እዝንኻ ዝቐድድ ባዶ ዓውታ! ኣሻቒሉካ ድማ ዳርባ ኣእማን ኣብ ቅርዓት ስደት፡ ምትፍናን ኣሕዋት መስሓቕ ሸራፋት። "ከምኡ ዘይጽበያ...
ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፍ ንብሪክስን ኣመሰራርታኡን ምስ ዕላምኡ ኽንርእይ ፈቲንና ነይርና። ምትእኽኻብ ሃገራት ብሪክስ፡ ኣብ ውሽጢ ኣስታት 20 ዓመታት፡ ካብ ባዶ...
ንዓለም ኣብ 2050 ብቝጠባ ክዕብልል ዝሰርሕ ዘሎ ብ’ብሪክስ (BRICS) ዝፍለጥ ምትእኽኻብ፡ ቅድሚ ኣስታት ሰላሳ ዓመት ናይቲ ዝወጠኖ ግዜ፡ ንሓይሊ ሚዛን...
ናብ ውልቃዊ ሓርነትና ኣብ ዝወስድ መገዲ ኽንህሉ ተስፋ ኣለኒ። መሰረታዊ ባእታ ንዅሉ መዳያዊ ሓርነት ብምዃኑ፡ ግድን ክንከዶ ኸም ዘሎንና ኣየማትእን።...
Discussion about this post