ብቐትሩ፡
ሰብ፡ ኣብ በቤቱ ምስ ተዓጽወ
ጐደናታትኪ ዓሪቑ
ብዘይ ሰብ ምስ ጸመወ፡
ብዓይኒ ካሜራ
ጥራሕኪ፡ ርእየኪ ኣስመራ፡
ተዳሂኽኒ ብስቕታ
ፈቲንክዮ ብዘይትፈልጢ ቋንቋ፡
ኣብ ዘመነ ተወሸብ
ኣዋጊዕክኒ ብጐደና ብዘይ ሰብ
ዛንታኺ’ዩ እዚ’ውን፡ እቲ ጽባሕ ዝንበብ!
በጺሑካ'ምበኣር እቲ ጫውጫውታ እዝንኻ ዝቐድድ ባዶ ዓውታ! ኣሻቒሉካ ድማ ዳርባ ኣእማን ኣብ ቅርዓት ስደት፡ ምትፍናን ኣሕዋት መስሓቕ ሸራፋት። "ከምኡ ዘይጽበያ...
ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፍ ንብሪክስን ኣመሰራርታኡን ምስ ዕላምኡ ኽንርእይ ፈቲንና ነይርና። ምትእኽኻብ ሃገራት ብሪክስ፡ ኣብ ውሽጢ ኣስታት 20 ዓመታት፡ ካብ ባዶ...
ንዓለም ኣብ 2050 ብቝጠባ ክዕብልል ዝሰርሕ ዘሎ ብ’ብሪክስ (BRICS) ዝፍለጥ ምትእኽኻብ፡ ቅድሚ ኣስታት ሰላሳ ዓመት ናይቲ ዝወጠኖ ግዜ፡ ንሓይሊ ሚዛን...
ናብ ውልቃዊ ሓርነትና ኣብ ዝወስድ መገዲ ኽንህሉ ተስፋ ኣለኒ። መሰረታዊ ባእታ ንዅሉ መዳያዊ ሓርነት ብምዃኑ፡ ግድን ክንከዶ ኸም ዘሎንና ኣየማትእን።...
Discussion about this post