“ሰስኑ ሰስኑ
እንቀዓ ጣፍ ኩኑ
ኣታ እዛ ዓድና
ከይኣትዋ ጓና”
ብምትሃታዊ ድምጺ
ከም ደቂ ሕድርትና
ኣምዒርክን ዘዜምክን
ኣዋልድ ዓድና፡
ምስሳንስ ሰሲንና
ገበታ ጣፍ ኴንና
ተበታቲንና’ንዶ
እምብዛ ስሒና፡
“ደቂ ዓድናየ ዘለኹም ማዕዶ ማዕዶ
እክብ’ንዶ በሉ፡ ጉየዩ ናብ ባይቶ”
ቢልክን ግዳ ኣዚማ
ንመለሳ
ርስቲ ተገዘማ
ርስትኽን ኣውሕሳ!
“ሰስኑ ሰስኑ
እንቀዓ ጣፍ ኩኑ
ኣታ እዛ ዓድና
ከይኣትዋ ጓና”
ብምትሃታዊ ድምጺ
ከም ደቂ ሕድርትና
ኣምዒርክን ዘዜምክን
ኣዋልድ ዓድና፡
ምስሳንስ ሰሲንና
ገበታ ጣፍ ኴንና
ተበታቲንና’ንዶ
እምብዛ ስሒና፡
“ደቂ ዓድናየ ዘለኹም ማዕዶ ማዕዶ
እክብ’ንዶ በሉ፡ ጉየዩ ናብ ባይቶ”
ቢልክን ግዳ ኣዚማ
ንመለሳ
ርስቲ ተገዘማ
ርስትኽን ኣውሕሳ!
በጺሑካ'ምበኣር እቲ ጫውጫውታ እዝንኻ ዝቐድድ ባዶ ዓውታ! ኣሻቒሉካ ድማ ዳርባ ኣእማን ኣብ ቅርዓት ስደት፡ ምትፍናን ኣሕዋት መስሓቕ ሸራፋት። "ከምኡ ዘይጽበያ...
ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፍ ንብሪክስን ኣመሰራርታኡን ምስ ዕላምኡ ኽንርእይ ፈቲንና ነይርና። ምትእኽኻብ ሃገራት ብሪክስ፡ ኣብ ውሽጢ ኣስታት 20 ዓመታት፡ ካብ ባዶ...
ንዓለም ኣብ 2050 ብቝጠባ ክዕብልል ዝሰርሕ ዘሎ ብ’ብሪክስ (BRICS) ዝፍለጥ ምትእኽኻብ፡ ቅድሚ ኣስታት ሰላሳ ዓመት ናይቲ ዝወጠኖ ግዜ፡ ንሓይሊ ሚዛን...
ናብ ውልቃዊ ሓርነትና ኣብ ዝወስድ መገዲ ኽንህሉ ተስፋ ኣለኒ። መሰረታዊ ባእታ ንዅሉ መዳያዊ ሓርነት ብምዃኑ፡ ግድን ክንከዶ ኸም ዘሎንና ኣየማትእን።...
Discussion about this post