ወድና፡ ወዲ ኣርባዕተ ዓመትን መንፍቕን
ልደት ፈረንጂ ዀይኑ፡
ዝብላዕ ተበሊዑ፡ ዝስተ ተሰትዩ፡
ዝተረፈ እንተሎ ተሓቲቱ፡
“ኵሉ ጥዑም ነይሩ
እንታይ እሞ…
ዓባየይን ኣባሓጐይን ዘይብሉ፡
ኣውደኣመት ከብዕሉ
መኣስ እዮም ግን ምሳና ዝውዕሉ?”
ከም ዘላታ፡ ሓቲቱ ኣሎ ሕቶ
ንኣና ዝኸበደ፡ ግዜ ዝምልሶ፡፡
በጺሑካ'ምበኣር እቲ ጫውጫውታ እዝንኻ ዝቐድድ ባዶ ዓውታ! ኣሻቒሉካ ድማ ዳርባ ኣእማን ኣብ ቅርዓት ስደት፡ ምትፍናን ኣሕዋት መስሓቕ ሸራፋት። "ከምኡ ዘይጽበያ...
ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፍ ንብሪክስን ኣመሰራርታኡን ምስ ዕላምኡ ኽንርእይ ፈቲንና ነይርና። ምትእኽኻብ ሃገራት ብሪክስ፡ ኣብ ውሽጢ ኣስታት 20 ዓመታት፡ ካብ ባዶ...
ንዓለም ኣብ 2050 ብቝጠባ ክዕብልል ዝሰርሕ ዘሎ ብ’ብሪክስ (BRICS) ዝፍለጥ ምትእኽኻብ፡ ቅድሚ ኣስታት ሰላሳ ዓመት ናይቲ ዝወጠኖ ግዜ፡ ንሓይሊ ሚዛን...
ናብ ውልቃዊ ሓርነትና ኣብ ዝወስድ መገዲ ኽንህሉ ተስፋ ኣለኒ። መሰረታዊ ባእታ ንዅሉ መዳያዊ ሓርነት ብምዃኑ፡ ግድን ክንከዶ ኸም ዘሎንና ኣየማትእን።...
Discussion about this post