በጺሑካ'ምበኣር እቲ ጫውጫውታ እዝንኻ ዝቐድድ ባዶ ዓውታ! ኣሻቒሉካ ድማ ዳርባ ኣእማን ኣብ ቅርዓት ስደት፡ ምትፍናን ኣሕዋት መስሓቕ ሸራፋት። "ከምኡ ዘይጽበያ እታ እከሊት እንታይ ወሪድዋ፡ ለጠቕ ኢላትንስ ሒዅ ኢለ ኽሰቕላ ናብ...
Read moreበጺሑካ'ምበኣር እቲ ጫውጫውታ እዝንኻ ዝቐድድ ባዶ ዓውታ! ኣሻቒሉካ ድማ ዳርባ ኣእማን ኣብ ቅርዓት ስደት፡ ምትፍናን ኣሕዋት መስሓቕ ሸራፋት። "ከምኡ ዘይጽበያ እታ እከሊት እንታይ ወሪድዋ፡ ለጠቕ ኢላትንስ ሒዅ ኢለ ኽሰቕላ ናብ...
Read moreኣብ ዝሓለፈ ጽሑፍ ንብሪክስን ኣመሰራርታኡን ምስ ዕላምኡ ኽንርእይ ፈቲንና ነይርና። ምትእኽኻብ ሃገራት ብሪክስ፡ ኣብ ውሽጢ ኣስታት 20 ዓመታት፡ ካብ ባዶ ተበጊሱ ኣብዚ ደረጃ ምብጽሑ፡ ነቲ ኸም ገባቲ ዝግለጽ፡ ብጕልባብ ዓውለማ...
Read moreንዓለም ኣብ 2050 ብቝጠባ ክዕብልል ዝሰርሕ ዘሎ ብ’ብሪክስ (BRICS) ዝፍለጥ ምትእኽኻብ፡ ቅድሚ ኣስታት ሰላሳ ዓመት ናይቲ ዝወጠኖ ግዜ፡ ንሓይሊ ሚዛን ከነቓንቕ ዝጅምር ዘሎ ይመስል። ኣባላት እቲ ኺዳን ዝዀና ቻይና፡ ሩስያን...
Read moreናብ ውልቃዊ ሓርነትና ኣብ ዝወስድ መገዲ ኽንህሉ ተስፋ ኣለኒ። መሰረታዊ ባእታ ንዅሉ መዳያዊ ሓርነት ብምዃኑ፡ ግድን ክንከዶ ኸም ዘሎንና ኣየማትእን። ንወድቕን ንትስእን ምህላውና ርእሱ-ዝኸኣለ ትምህርቲ ምዃኑ'ዩ። ማዕረ እንወድቆን እንትስኦን እነዋህልሎ...
Read moreድሕሪ ጎፍታ፡ ድሕሪ ሰላምታ "ዕድመኻ" ተባሂለ ቐደም ብዝፈልጣ። "ተመርዕያዶ ኣይነበረትን፡ መኣስ ተፋቲሓ ከም ግዜኡ ደኾን ዓይኒ ኣግፊሓ! ወሊዳ ኸኣ ነይራ፡ ኣእኺላ ድያ ደኣ ኣይቀልጠፈታን ግን ነታ ቘልዓ፧" ምስ ውሽጠይ ተዛሪበ...
Read moreትማሊ፡ ክንደይ ከም ዘህለኽኩ ክንደይ ከም ዘፍረኹ፡ ክንደይ ከም ዝእውድ ክንደይ ከም ዝእወድ ምጽብጻብ ነይሩ መስርሕ ምውርራድ። ኣብ ውጽኢት 'ኦዲት'... ገንዘብ ዚእውደኒ፡ ኣሃዝ ዘዪኣኽሎ ፍቕሪ ዝእውዶ፡ ቍጽሪ'ኳ ዝውሕዶ ጥልመት ዘግዘመኒ፡...
Read more"ንምትሕቝቛፍ ንፍቕርን ስኒትን ሕውነትን ምሕዝነትን፡ ኣብ ኢድና ዘሎ ሰይጣን ኣይኽኣሎ" ምስ በሉ መራሒ ጸሎት፡ ዝበዝሑ፡ "ኣሜን" እናበሉ ሓደ ንበይኑ "ኣብ ኢድና ዘየሎ ኸ፧" ብምባል ሓቲቱ። መራሒ ጸሎት፡ ብሕቶኡ እናተገረሙ ብውሽጦም...
Read moreኣቦኺ ዘሳጐጎም፡ ምቕራብ ዝኸልኦም ጾሞም ዝሓደሩ፡ ሸውሃቶም ዝዓጸዎም ኣቦኺ ምስ ኣርሓቐ፡ እግሪ ኣቦኺ ርእዮም፡ ተጋቢኦም ሰሚዐ፡ ሰሚሮም ነውራማት ንዓኺ ከጥቅዑ፡ ሓጋይ ምስ ክራማት፡ 'ወዲ ሰራሕ ማዕጾ ዝብኢ ወሰዶ' ተሃኖም ከውጽኡ...
Read moreካብ መዓሙቝ ልባ ብወለላ ኣፋ በቲ ቅዱስ ኢዳ ዝባነይ ጠፍጢፋ፡ ኣደይ፡ ዘይመረቐትኒ ምርቓ የሎን ዘይተመነየትለይ ትምኒት ኣይነበረን፡፡ ሓንቲ ግን ተሪፋታ ክሳዕ ሎሚ'ውን ዘይመልኣታ ምስዳደይ ግዲ ኰይኑዋ ዘይሓሰበቶ ወይ'ውን ብዓቢኡ ስለ...
Read more(31 ታሕሳስ 2013) ኣብ ቀለም ሕልና እተጠምዐ ጽሑፍ ተሳኢኑ ምስ ረኣኹ ስኽፍክፍ ክብለኒ ጀሚሩ። ኵሉ እቲ ዝጓነፈኒ ኣብ ሰጋር ስምዒት ተወጢሑ ዝጋልብ ጥራይ ኰይኑ። ክንፍታቱ እተሰብረ ጽሑፍ ንሰባት ኣጐራቢቱ ኽበርር...
Read more