“ዓደቦ፣ ነጋሪት ኣብ ዘይሰዓቱ ደሲቐ ዝኣከብኩኹም ኣነ’የ። እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም። ኣብ ከውታ ለይቲ እንታይ ተረኽበ ኢልኩም ከም ዝሰንበድኩም እርደኣኒ። ኣነ...
Read more“ዓደቦ፣ ነጋሪት ኣብ ዘይሰዓቱ ደሲቐ ዝኣከብኩኹም ኣነ’የ። እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም። ኣብ ከውታ ለይቲ እንታይ ተረኽበ ኢልኩም ከም ዝሰንበድኩም እርደኣኒ። ኣነ...
Read moreሰብ፡ ረብሓ ንዘይረኽበሉ ነገር ጸዓት ኣየጥፍኣሉን’ዩ። ምስኡ ንኽነብሩ ዘልመዶም እንስሳታት ንጥቕሙ እምበር ብሓልዮት ኣይኰነን። ንሰብ እናሰጐጐኸ ኸመይ ኣቢሉ እንስሳታት የቕርብ፧...
Read moreሓርነትካ ካብ ገዛእ ርእስኻ’ዩ ዝጅምር። ሓርነት ዘለዎ ፍጡር ክሳብ ዘይኰንካ፡ ብዛዕባ ሓርነት ካልኦት ፈጺምካ ኣይትዛረብ። እተድምጾ ድምጺ፡ ካብ ውሽጥኻ ክወጽእ...
Read moreካብ ጫውጫውታ ኽሃድም ዝጀመሮ ጕዕዞ፡ ድሕሪ ነዊሕን ኣድካምን መገዲ ኣብ ብሕቱው ገዳም ከዕርፍ ኣብቂዕዎ ኣሎ። እተቐበልዎ መነኰስ ብዝቐረብሉ ቛርፍ ተዓንጊሉ፡...
Read moreእንቋዕ ወጻእኩ’ምበር ኢልና ኩቦ ዝደርበናላ ኣይወሓድናን። ካብ ውሽጥና ግን ክንደየናይ ከይከውን። ኣይ ሰሙን ኣይ ወርሒ ብሓሳብን ናፍቖትን ናብታ ዝገደፍናያ መሬት...
Read more