ድሕሪ ጎፍታ፡ ድሕሪ ሰላምታ "ዕድመኻ" ተባሂለ ቐደም ብዝፈልጣ። "ተመርዕያዶ ኣይነበረትን፡ መኣስ ተፋቲሓ ከም ግዜኡ ደኾን ዓይኒ ኣግፊሓ! ወሊዳ ኸኣ ነይራ፡...
Read moreድሕሪ ጎፍታ፡ ድሕሪ ሰላምታ "ዕድመኻ" ተባሂለ ቐደም ብዝፈልጣ። "ተመርዕያዶ ኣይነበረትን፡ መኣስ ተፋቲሓ ከም ግዜኡ ደኾን ዓይኒ ኣግፊሓ! ወሊዳ ኸኣ ነይራ፡...
Read moreኣዳም፡ ጠንቂ ውድቀቱ ናብ ሄዋን የላግቦ ሄዋን፡ ጠንቂ ምስሓታ ንተመን ትህቦ ተመን ብወገኑ፡ ንሰይጣን ይስልበጦ ሰይጣን ግን እንድዒ ንመን ከም...
Read moreኣብዚ ዘለኽዎ ኣከባቢ ንውነይ ዝህውኹ ድምጽታት የለዉን። ኣዕዋፍ እውን ደሃይ የብለንን እምበር ድምጸንስ ኣይምጸላእክዎን። ብኸመይ ከም ዝመረጽክዎ ኣይፈልጥን። ግዳ ኣይጸላእክዎን።...
Read moreጥራይ እግረይ’የ። መቐስ ዘይተንከፎ ጸጉሪን መላጸ ዘይሓለፎ ጭሕምን እውንን። ሰኣን ኣራኽቦ’ምበር ንስለ ግርማ ኣይኰነን። ኣብ ወዲ ኣዳም፡ ብጸጉሪ ዝመጽእ ግርማ...
Read moreእንቋዕ ወጻእኩ’ምበር ኢልና ኩቦ ዝደርበናላ ኣይወሓድናን። ካብ ውሽጥና ግን ክንደየናይ ከይከውን። ኣይ ሰሙን ኣይ ወርሒ ብሓሳብን ናፍቖትን ናብታ ዝገደፍናያ መሬት...
Read moreምስ ሰኣንኩ፡ መልሲ ዝቐደመ ምሕታት ገዲፈዮ፡ ነዊሕ ተዓዚመ፡ ዘመነ ኾሮና ዘጐልበቶ እነሆ ግን ሎሚ ፈንጺጉኒ ሕቶ። ተስፋ ዝኸልኡ ፍርሒ ዝዘርኡ፡...
Read moreኣነ'የ፡ እቲ ጠንቃም ሓታቲ ብ 'ዓሻ' ዝፍለጥ በቶም 'ተጣበቕቲ' ጦብሎቕ እናበልኩ ብዘይ ቈጸራ እጫረት ከይህሉ ንምሕደራ፡ እቲ ንኑዛዜ እተሓዝኣለይ ግዜ...
Read moreሰብ፡ ረብሓ ንዘይረኽበሉ ነገር ጸዓት ኣየጥፍኣሉን’ዩ። ምስኡ ንኽነብሩ ዘልመዶም እንስሳታት ንጥቕሙ እምበር ብሓልዮት ኣይኰነን። ንሰብ እናሰጐጐኸ ኸመይ ኣቢሉ እንስሳታት የቕርብ፧...
Read moreሓርነትካ ካብ ገዛእ ርእስኻ’ዩ ዝጅምር። ሓርነት ዘለዎ ፍጡር ክሳብ ዘይኰንካ፡ ብዛዕባ ሓርነት ካልኦት ፈጺምካ ኣይትዛረብ። እተድምጾ ድምጺ፡ ካብ ውሽጥኻ ክወጽእ...
Read moreግዜ፡ ቀዳሞት 20 ዓመታት ናይ 21 ክፍለ ዘመን ቦታ፡ ቍራዕ ፖለቲካ ኤርትራውያን ሰብ ሓድሽ መተርኣስ ዝተቛጻጸሩዎ ዘመን’ዩ። መናፍቓን ፖለቲካ መጺኦም...
Read more