ትማሊ፡ ክንደይ ከም ዘህለኽኩ ክንደይ ከም ዘፍረኹ፡ ክንደይ ከም ዝእውድ ክንደይ ከም ዝእወድ ምጽብጻብ ነይሩ መስርሕ ምውርራድ። ኣብ ውጽኢት 'ኦዲት'......
Read moreትማሊ፡ ክንደይ ከም ዘህለኽኩ ክንደይ ከም ዘፍረኹ፡ ክንደይ ከም ዝእውድ ክንደይ ከም ዝእወድ ምጽብጻብ ነይሩ መስርሕ ምውርራድ። ኣብ ውጽኢት 'ኦዲት'......
Read more"ንምትሕቝቛፍ ንፍቕርን ስኒትን ሕውነትን ምሕዝነትን፡ ኣብ ኢድና ዘሎ ሰይጣን ኣይኽኣሎ" ምስ በሉ መራሒ ጸሎት፡ ዝበዝሑ፡ "ኣሜን" እናበሉ ሓደ ንበይኑ "ኣብ...
Read moreኣቦኺ ዘሳጐጎም፡ ምቕራብ ዝኸልኦም ጾሞም ዝሓደሩ፡ ሸውሃቶም ዝዓጸዎም ኣቦኺ ምስ ኣርሓቐ፡ እግሪ ኣቦኺ ርእዮም፡ ተጋቢኦም ሰሚዐ፡ ሰሚሮም ነውራማት ንዓኺ ከጥቅዑ፡...
Read moreካብ መዓሙቝ ልባ ብወለላ ኣፋ በቲ ቅዱስ ኢዳ ዝባነይ ጠፍጢፋ፡ ኣደይ፡ ዘይመረቐትኒ ምርቓ የሎን ዘይተመነየትለይ ትምኒት ኣይነበረን፡፡ ሓንቲ ግን ተሪፋታ...
Read more(31 ታሕሳስ 2013) ኣብ ቀለም ሕልና እተጠምዐ ጽሑፍ ተሳኢኑ ምስ ረኣኹ ስኽፍክፍ ክብለኒ ጀሚሩ። ኵሉ እቲ ዝጓነፈኒ ኣብ ሰጋር ስምዒት...
Read moreእዘን ኣዕዋፍ 'ኣዕዋፍ' ዝብል ስም ዘራኽበን፡ ከምቲ ሓደ ዓይነት ክንፊ ዘለወን ብሓባር ዝበርራ ሓደ ዓይነት ድምጺ ዝውንና ሓደ ዓይነት መዝሙር...
Read moreወድና፡ ወዲ ኣርባዕተ ዓመትን መንፍቕን ልደት ፈረንጂ ዀይኑ፡ ዝብላዕ ተበሊዑ፡ ዝስተ ተሰትዩ፡ ዝተረፈ እንተሎ ተሓቲቱ፡ "ኵሉ ጥዑም ነይሩ እንታይ እሞ......
Read moreገደናና፡ ዱኻ ምስ ዋላኻ ተዂብካሉ ይተኵብ፡ ዝሃብካዮ ይህብ፡ ከሊእኻዮ ይኸልእ፡ ኣብ ገጽካ ይጸፍዕ፡ ይቓድርዶ ይጸጋእ ዳንዴርዶ ስገም ይዘራእ፡ እቲ እቶት...
Read moreኣብቲ ዝወደቕክዎ ወዲቕካ ሰሚዐ "ወዲቐ'የ" ኣይትበል ውድቀትካ ኣይትቀበል ወዲቐ'የ ተሲአ። ምውዳቕስ ንቡር'ዩ ዘይምትሳእ ጽላእ ደው ኢልካ ድረዞ ንዝብለካ ጸላዕላዕ፡ ዝወደቐ...
Read more“ዓደቦ፣ ነጋሪት ኣብ ዘይሰዓቱ ደሲቐ ዝኣከብኩኹም ኣነ’የ። እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም። ኣብ ከውታ ለይቲ እንታይ ተረኽበ ኢልኩም ከም ዝሰንበድኩም እርደኣኒ። ኣነ...
Read more