ኣዳም፡ ጠንቂ ውድቀቱ ናብ ሄዋን የላግቦ ሄዋን፡ ጠንቂ ምስሓታ ንተመን ትህቦ ተመን ብወገኑ፡ ንሰይጣን ይስልበጦ ሰይጣን ግን እንድዒ ንመን ከም...
Read moreኣዳም፡ ጠንቂ ውድቀቱ ናብ ሄዋን የላግቦ ሄዋን፡ ጠንቂ ምስሓታ ንተመን ትህቦ ተመን ብወገኑ፡ ንሰይጣን ይስልበጦ ሰይጣን ግን እንድዒ ንመን ከም...
Read moreባሕሪ ወደል፡ ስምዒቱ ኣብ ከርሱ ትዕግስቲ መንጸፉ ዓቕሊ መተርኣሱ ንእግረ መገዱ ንፋስ ምስ ኣበራበሮ ካብ ድቃሱ፡ ማዕበል ኰይኑ ጥንሱ ማዕበል...
Read moreብቐትሩ፡ ሰብ፡ ኣብ በቤቱ ምስ ተዓጽወ ጐደናታትኪ ዓሪቑ ብዘይ ሰብ ምስ ጸመወ፡ ብዓይኒ ካሜራ ጥራሕኪ፡ ርእየኪ ኣስመራ፡ ተዳሂኽኒ ብስቕታ ፈቲንክዮ...
Read moreመርበብ ዘራኸቦ ፍቕሪ ይፈሪዶ ኣይፈርን ዋናኡ ፈጣሪ፡ በቲ ሓደ ህንጡይነት ኣሎ በቲ ኻልእ፡ ዘይምርድዳእ። "ማዕዶ ማዕዶ ክኸውን ብግህዶ፡ ምሳኻስ ወላ'ውን...
Read moreእጽምወኒ ኣሎ፡ ለይቲ ይኹን ቀትሪ ገጽካ እናረኣኹስ፡ ናፍቖትካ ኣሎኒ ሰብ እደሊ ኣለኹ፡ ሰብ ወዲ ፍቕሪ ሓደ ዝጨናኡ፡ ሰብ'ወ ኸም እኽሊ፡...
Read moreዕርበት ሓሶት ኣኺሉ ሓቂ፡ ከም ውልዶ መርዓት ተኽሊ ተቐልቂላ፡ እርጋን ዝመለኾም ጩራታት ሓሶት ተደዊኖም ፈጋዕጋዕ ኢሎም፡ ከየፍረሱ ፈሪሶም። ይቀያየር ኣሎ...
Read moreደጊም፡ ኣብ ቅርዓትኪ ብሞት ውሉዱ ዝነብዕ ወላዲ ምስ ኵሕሊ እተባተኹ ኣዒንቲ ካብ ጕብጥሽ ዝረሓቐ ነብሲ ወይ እውን ድርሙም ርእሲ፡ ክርእየልኪ...
Read moreሓጋይ ተመርቂፉ'ዩ ጽድያ ተፋሪቑ፡ ኣግራብ ማዕሪጎም ብዕንባባታት ይስሕቁ፡ እቲ ስደተኛ... ኣወጻጽኣኡ ኸም ዋዛ ብውሽጡ ኣሰላሲሉ ዘይጀመሮ ጕዕዞ፡ ዘይሓሰቦ መገዲ ኣብጺሕዎ...
Read moreኣብ ጐደና ህይወት'ዩ ካብ ድርሰት ወጻኢ ዝሓለፈ ይዋሳእ ዝሓልፍ ይርእይ። ኣነ ተዓዛቢ'የ... ተጸጊዐ ኣብ ሓደ ኩርናዕ ብኽልተ ወገናት ዝምናዕ፡ እቶም...
Read moreኣብዚ ዘለኽዎ ኣከባቢ ንውነይ ዝህውኹ ድምጽታት የለዉን። ኣዕዋፍ እውን ደሃይ የብለንን እምበር ድምጸንስ ኣይምጸላእክዎን። ብኸመይ ከም ዝመረጽክዎ ኣይፈልጥን። ግዳ ኣይጸላእክዎን።...
Read more