ናብ ውልቃዊ ሓርነትና ኣብ ዝወስድ መገዲ ኽንህሉ ተስፋ ኣለኒ። መሰረታዊ ባእታ ንዅሉ መዳያዊ ሓርነት ብምዃኑ፡ ግድን ክንከዶ ኸም ዘሎንና ኣየማትእን።...
Read moreናብ ውልቃዊ ሓርነትና ኣብ ዝወስድ መገዲ ኽንህሉ ተስፋ ኣለኒ። መሰረታዊ ባእታ ንዅሉ መዳያዊ ሓርነት ብምዃኑ፡ ግድን ክንከዶ ኸም ዘሎንና ኣየማትእን።...
Read more“እዚ ጠኒሰዮ ዘለኹ ሓሳብ ንኽንበብ ድየ ኽጽሕፎ? ዘንበቦኸ እንታይ’ዩ ኽብለኒ? ምስ ዕብዳንዶ ምስ ስኽራን ይምዝገበለይ ይኸውን?” ንነብሰይ ብሕቶታት ኣዋጠርክዋ። “ምዃን...
Read moreምስ ሰኣንኩ፡ መልሲ ዝቐደመ ምሕታት ገዲፈዮ፡ ነዊሕ ተዓዚመ፡ ዘመነ ኾሮና ዘጐልበቶ እነሆ ግን ሎሚ ፈንጺጉኒ ሕቶ። ተስፋ ዝኸልኡ ፍርሒ ዝዘርኡ፡...
Read moreኣነ'የ፡ እቲ ጠንቃም ሓታቲ ብ 'ዓሻ' ዝፍለጥ በቶም 'ተጣበቕቲ' ጦብሎቕ እናበልኩ ብዘይ ቈጸራ እጫረት ከይህሉ ንምሕደራ፡ እቲ ንኑዛዜ እተሓዝኣለይ ግዜ...
Read moreከም ዝምለሰካ ሓቢረካ ነይረ መጺአ ኣለኹ ንቓለይ ኣኽቢረ፡ መልሲ ከይረኸብኩ ናይቶም ዝቐደሙ ዋሕዚ ሕቶታተይ እቕጽለልካ ኣለኹ፣ ሰለሞን ከም ንጉስ፡ ከም...
Read moreትማሊ ዘቕረብኩልካ ሕቶ ካባኻ ሓሊፉ ንመን ይምልከቶ፧ ኣነ፡ ንኣኻ’የ ሓቲተ ብዘይምልከቶም ግን ተመጒተ፡ ንምንታይከ፧ ደፊሮም ዝፈርዱ ኢዶም ዘወጣውጡ ንቐልበይ ከርዕዱ!...
Read moreሕቶ ኸም ዘይትፈቱ'ዩ ዝንገር ግብሪ ሰዓብትኻ'ውን ነዚ'ዩ ዝምስክር፡ ብጸሎት ከም እትሰምዕ ተለሚንካ ኸም እትረድእ ይዝረብ'ሞ፡ ግር እብለኒ ለማኒኡ ዝፈጥር ስለ...
Read moreሰብ፡ ረብሓ ንዘይረኽበሉ ነገር ጸዓት ኣየጥፍኣሉን’ዩ። ምስኡ ንኽነብሩ ዘልመዶም እንስሳታት ንጥቕሙ እምበር ብሓልዮት ኣይኰነን። ንሰብ እናሰጐጐኸ ኸመይ ኣቢሉ እንስሳታት የቕርብ፧...
Read moreካብ ጫውጫውታ ኽሃድም ዝጀመሮ ጕዕዞ፡ ድሕሪ ነዊሕን ኣድካምን መገዲ ኣብ ብሕቱው ገዳም ከዕርፍ ኣብቂዕዎ ኣሎ። እተቐበልዎ መነኰስ ብዝቐረብሉ ቛርፍ ተዓንጊሉ፡...
Read moreእንቋዕ ወጻእኩ’ምበር ኢልና ኩቦ ዝደርበናላ ኣይወሓድናን። ካብ ውሽጥና ግን ክንደየናይ ከይከውን። ኣይ ሰሙን ኣይ ወርሒ ብሓሳብን ናፍቖትን ናብታ ዝገደፍናያ መሬት...
Read more